ብተፈጥሮ ኣድላዪ ዝኾነ መሰላት ሸሪዓ’ውን ዘጽደቐቶ
ብተፈጥሮ ኣድላዪ ዝኾነ መሰላት ሸሪዓ’ውን ዘጽደቐቶ
  | لغة التجرنيا لأهل ارتريا   | 1339

بســــــــــم الله الرحمـــــن الرحيـــــــــم

ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን ተጠቀምቲ ቋንቋ ትግርኛ ዝኾንኩም፣ እዛ ትስዕብ ክታብ (ሪሳላ) ናይ ሸኽ ሙሓመድ ሳልሕ ኣልዑሰይሚን(ረቢ ይርሓመሎም)፣ ንኡስ ዓቐን ዘለዋ ኮይና ግን ከኣ ዓቢ ቁምነገር ሓዘል ዝኾነት፣ ሙስሊም ዓቢ ይኹን ንእሽቶ ከንብባን ክጥቀመላን እናተላበና እንሆ ብተውፊቕ ናይ ኣላሁ ሱብሓነሁ ወተዓላ፣ ናብ ትግርኛ ተርኂምና ብመንገዲ መርበብ ሓበሬታ(ራየቲ-ሰለፍ ኣብ ሱዳን)፣ ንዝርጋሓ ኣለና። ኣርእስታ ድማ(حقوق دعت إليها الفطرة وقررتها الشريعة) ትርጉሙ ድማ፣ ብሕጽር ዝበለ ከም’ዚ ይመስል፣ ብተፈጥሮ ኣድላዪ ዝኾነ መሰላት ሸሪዓ’ውን ዘጽደቐቶ ማለት እዩ። ረቢ ናይ ልቢ ንጽህናን ትግሃትን ክህበና እና ለመንና ኣሕዋትን ኣሓትን ሙስሊሚን ናይ’ዚ መርበብ’ዚ ተጠቀምቲ ክኾኑ ንላቦ። ረቢ ይወፍቐና ኣሚን።

መእተዊ ናይ ሸይኽ مقدمة الشيخ

بســــــــــم الله الرحمـــــن الرحيـــــــــم

حقوق دعت إليها الفطرة وقررتها الشريعة

إن الحمد لله نحمده ونستعينه ونستغفره ونتوب إليه، ونعوذ بالله من شرور أنفسنا ومن سيئات أعمالنا من يهده الله فلا مضل له ومن يضلل فلا هادي له وأشهد أن لا إله إلا الله وحده لا شريك له وأشهد أن محمدًا عبده ورسوله صلى الله عليه وعلى آله وأصحابه ومن تبعهم بإحسان وسلم تسليما : أما بعد:-

ካብ’ዚ ብምቕጻል ድማ ይብሉ ሸኽ ሙሓመድ ሳልሕ ኣልዑሰይሚን ረቢ ይርሓመሎም ገለ ካብቲ ብሉጽነት ሸሪዓ ናይ ኣላሁ ሱብሓነሁ ወተዓላ ኣብ መንጎ ደቂ ሰባት ፍትሒ ምርግጋጽን ንነብሲ ወከፍ ዘዝግብኦ መሰላት ብዘይ ምጉዳልን ምውሳኽን ምሃብን ኢዩ። ኣላሁ ሱብሓነሁ ወታዓላ ፍትሒ ከነንግስን ጽቡቕ ነገራት ክንገብርን ቤተ-ሰብና ክንበጽሕን ደሃዮም ክንገብርን ኣዚዙና። ኩሎም ኣንብያእ ድማ ፍትሒ ከንግሱ ረቢ ልኢኹዎም። ብፍትሒ ዝእዝዝ ክቱብ ኣውሪድሎም። ጉዳያት ናይ ኣዱንያን ናይ ኣኺራን ድማ ኩሉ ኣብ ፍትሒ ዝተመስረተ ጌርዎ። ፍትሒ ማለት ድማ በዓል መሰል ዘዝግብኦ መሰል ክትህቦ በዓል መዓርግ ድማ ከም ዝግብኦ ክብረቱን ደረጁኡን ክትሕልወሉ ማለት እዩ። እዚ ነገር’ዚ ክረጋገጽ እንተኾይኑ ድማ እቲ ዝበሃል ዘሎ መሰላት መጀመርያ ክንፈልጦ ይግባኣና። ካብ’ዚ ብምብጋስ ድማ እቲ ቀንዲ መሰረታዊ ዝኾነ መሰላት ደቂ ሰባት ንኽፈልጥዎን ፈሊጦም ድማ ንኽሰርሑሉን እዛ ትስዕብ ንኡስ ዓቐን ዘለዋ ኪታብ (ሪሳላ) ክነዳሉ መሪጽና ይብሉ ሸይኽ ሙሓመድ ሳልሕ ኣልዑሰይሚን ረቢ ይርሓመሎም።

ንዝቕጽል ጹሑፍ ብ pdf [ኣብዚ ጠውቕ]

ንዝቕጽል ጹሑፍ ብ Microsoft wor [ኣብዚ ጠውቕ]huquq101doc

لتحميل الرسالة بصيغة ورد اضغط هنا

لتحميل الرسالة بصيغة بي دي أيف اضغط هنا

اترك تعليقاً

لن يتم نشر عنوان بريدك الإلكتروني. الحقول الإلزامية مشار إليها بـ *